ነዚ እከይ ዓለማዊ ውዲት’ዚ ዘበርዓነ ክብርታት ህዝቢ ኤርትራ፡ ቃላት ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብኸምዚ ይገልጾ፦ “ብሓይልን ታህዲዳትን ኣይርዕድን ኣይንብርከኽን”፣ “ንሸጠፍን ዓሎቚን ኣይርዕምን”፣ ንወሽለኽለኽን ቆልመጽመጽን ክብርታተይ ኣይሸይጥን”፣ “እንተጸበበ ኣይጭነቕን፡ እንተተረረ ኣይስነፍን”፣ “ሰሪሐ ኣይደክምን ርሃጸይን ደመይን ህይወተይን ኣይበቅቕን”፣ “ክሳብ ዕላማይ ዝጭብጥ ኣይሕለልን።” እዚ ክብርታት’ዚ ክንዮ እምነትን መብጽዓን ኣብ ባይታ ብግብሪ ተደጋጊሙ ዝተመስከረ፡ ሕላገት ባህርይ ህዝቢ ኤርትራን ጅግና ሰራዊቱን እዩ። ወናኒ ዘሕብን ክብርታት፡ ወትሩ ዕዉት ህዝቢ! #Eritrea #EEBC

@hadnetkeleta ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ከኣ ሓድሽ ቅዋም ክንነድፍ ኢና ኢሉ ኔሩ፤ እንታይ ደሃዩ ኣለኪ 10 ዓመት ኮይንዎ? ኢሳይያስ ሓሪፍ ንኹላ ኣዶንቂሩ ኣስጊድዋ፤ ከም ዳዊት( መጽሓፍ ሃይማኖት) ዝበሎ ክትደግሙ ኣሪግኩም። ኣቦታትኩም ቀቢሩ ንዓኹም ከኣ ደቂ መዛሙርቱ
@hadnetkeleta Wdi 78 amete 34 amete welke melki hezbi axnitu hagre medrbeda keyru gena aythalelkune yeble alo 🤮 abe eritrea zeytede mergeme alo