ትግራይ ናብ ልባ ተመሊሳ! (ጓል ፈዳይን ሻዕቢያ) — ንኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ምኽንያት ብምግባር- " ኢትዮጵያ ታሸንፍ" ወይ ድማ "ኢትዮጵያ ትስዕር" ብዝብል ቴማ ብኮሚቴ ኦሊምፒክ ኢትዮጵያን ብኮሚሽን ስፖርት ክልል ትግራይን ዝተወደበ ዉድድር ብሽግለታ ኣብ ከተማ መቐለ ይካየድ ኣሎ። ለዉጥማ ኣለ!
22
20
46
10K
4
Download Image
"ኢትዮጵያ ትስዕር" በሚል ቴማ ትግራይ ውስጥ የብስክሌት ውድድር እየተካሄደ ነው:: ለውጥማ አለ ... 🤣
@tesfanews ዓይንና ከፊትና ንጠምቶም ፡ ሽርሒታቶም ኣጸቢቅና ስለንፈልጥ ። ታሪኻዉያን ጸላዕቲ ናብ ልቦም ክምለሱ ማለት ዘበት ። ታሪኽ ወልደሚካኤል ሰለሙንን ደግያት ባሕታን ደቀባት ኩናማን ኣይንረስእ
@tesfanews ሕጂ'ዶ ሓይሽ ውይ ውይ!! ኣየ!...የ....ኣየ! ከመይ ዝበለ ዕላማ ዘይብሉ ዘሰቅቕ ጕዕዞ ኰን እዩ ነይሩ?🤔
@tesfanews በህይወቴ የሚያስደስተኝ ትህነግ ራሷ ባመጣችው የጎሳ ፖለቲካ ስትቃጠል ማየቴ!
@tesfanews 😂😂😂 ፈትኽን ዶ ንጉስ ትምርቃ ተባሂሉ ኢዩ ተስፋ ሓወይ 😂😂
@tesfanews ኤ..እ. ፈራዕ ፈራዕ አብዚሐ ኔራ፣ ሕርሕራይ ጌሮም ምስ ደዓኽዋ ግን ናብ ልባ ዝተመለሰት ትመስል...😁